| 200 | ስፍራ ክውላዕ እንተሎ ነዚ መሳርሒ ዝጥቐም ነፍስወከፍ ሰብ ናይ በዓሉ ዓውደ-ኣሳልጦ ሰፈር ክምረጽ ይኽእል እዩ። |
If location is on, each person using this device can choose their own location settings. |
| 201 | ስፍራ ጠፊኡ እዩ |
Location for this device is off |
| 202 | ስፍራ ተወሊዑ እዩ |
Location for this device is on |
| 203 | ለውጥ |
Change |
| 210 | ኣገልግሎት ሰፈር |
Location service |
| 212 | እቲ ኣገልግሎት ስፍራ እንተተወሊዑ መተግበሪታትን ኣገልግሎታትን Windows ንናትካ ስፍራ ክጥቐሙ ይኽእሉ እዮም ኮይኑ ግና ንዝተወሰኑ መተግበሪታት ንስፍራ ሕጂ'ውን ክተጥፍኦ ትኽእል ኢኻ። |
If the location service is on, Windows, apps, and services can use your location, but you can still turn off location for specific apps. |
| 213 | ኣጠቓላሊ ስፋራ |
General location |
| 214 | ንናተይ ኣጠቓላሊ ስፋራ ክጥቐሙ ዘይኽእሉ መተግበሪታት ሕጂውን ከም ከተማ፥ ዚፕ ኮድ ወይ ድማ ዞባ ንዝኣመሰሉ ናተይ ሓፈሻዊ ስፍራ ክጥቐሙ ይኽእሉ እዮም። |
Apps that cannot use my precise location can still use my general location, such as city, zip code, or region. |
| 220 | መተግበሪ ስፍራኻ ይጥቀም እንተኾይኑ፣ ሓባሪ ምስሊ ክትርኢ ኢኻ : |
If an app is using your location, you’ll see this icon: |
| 221 | ናይ ስፍራ ሓባሪ ምስሊ ኣርኢ |
Show location icon |
| 230 | ስፍራ ክውላዕ እንከሎ፣ ናትካ ታሪኽ ቦታ ንዝተወሰነ ግዜ ኣብ ልዕሊ መሳርሒ ንዝተወሰነ ግዜ ይኽዘን ከምኡ'ውን ንናትካ ቦታ ብዝጥቐሙ መተግበሪታት ኣብ ጥቕሚ ክውዕል ይኽእል እዩ። |
If location is on, your location history is stored for a limited time on the device, and can be used by apps that use your location. |
| 231 | ሰርዝ |
Clear |
| 232 | ኣብዚ መሳርሒ ዘሎ ታሪኽ ኣጥፍእ |
Clear history on this device |
| 233 | ታሪኽ ስፍራ ይጥቀም |
Uses location history |
| 240 | ንቡር ግበር |
Set default |
| 241 | Windows፥ መተግበሪታት ከምኡ'ውን ኣገልግሎታት ኣብዚ ፒሲ ዝበለጸ ቦታ ምርካብ ከይኸኣሉ ክተርፉ እንተለዉ ነዚ ክጥቐሙሉ እዮም። |
Windows, apps, and services can use this when we can’t detect a more exact location on this PC. |
| 250 | Geofencing ማለት ንናትካ ቦታ ኣቋሪጽኻ ክትኣትውን ወይ ድማ ኣብ ኣገዳሲ ካብ ዝኾነ ቦታ ካብ ዝተሰኣለ ዶብ ክትሓልፍ እንተሎኻ ምጥቕም ማለት እዩ። |
Geofencing means using your location to see when you cross in or out of a boundary drawn around a place of interest. |
| 251 | ካብ መተግበሪኻ ሓደ ወይ ካብኡ ንላዕሊ ኣብዚ ሕጂ እዋን ጂኦሓጹር ኣብ ምጥቃም ይርከቡ። |
One or more of your apps are currently using geofencing. |
| 252 | ኣብዚ ሕጂ ሰዓት ዋላሓደ መተግበሪኻ ጂኦሓጹር ኣይጥቀምን ዘሎ። |
None of your apps are currently using geofencing. |
| 260 | መካናት ገና ፈቓድ የድልዮም |
Sites still need permission |
| 261 | Cortana |
Cortana |
| 262 | Cortana ንኽሰርሕ ናይ ስፍራ ታሪኽ ይጥቀም ናይ ግድን ክውላዕል ኣለዎ |
Location history must be on for Cortana to work |
| 263 | ብናይ ኩባንያ ፖሊሲ ሰንኪሉ |
Disabled by company policy |