| 1 | ውሕስነትን ክንክንን |
Security and Maintenance |
| 2 | ናይ ቀረባ እዋን መልእኽትታት ዳግም መርምር፣ ከምኡ’ውን ናይ ሓሳቢቶካ ጸገማት ፍታሕ። |
Review recent messages and resolve problems with your computer. |
| 3 | እዚ ፕሮግራም ብናይ ጋንታ መምርሒ ዝተዓገተ እዩ። ተወሳኺ ሓበሬታ ንምርካብ፣ ምስ ናይ ስርዓት ኣማሓዳሪኻ ተራኸብ። |
This program is blocked by group policy. For more information, contact your system administrator. |
| 4 | ናይ ቀረባ እዋን መልእኽትታት ዳግም መርምር፣ ከምኡ’ውን ጸገማት ፍታሕ |
Review recent messages and resolve problems |
| 5 | ናይ ተግባር ክፋል |
Task pane |
| 6 | ናይ ኣመሓዳሪ ፍሉያት መሰላት የድልዩ |
Administrator privileges required |
| 7 | ሓገዝ |
Help |
| 8 | ዓውደ አሳልጦታት ውሕስነትን ክንክንን ለውጥ |
Change Security and Maintenance settings |
| 9 | ዓውደ ኣሳልጦታት ውሕስነትን ክንክንን |
Security and Maintenance Settings |
| 11 | ስንኩል |
Disabled |
| 20 | ኣመሓዳሪኻ ነዚ ፍተሻ ኣሰናኪልዎ ኣሎ |
Your administrator has disabled this check |
| 21 | ብዛዕባ %1 ዝኾኑ መልእኽትታት ወልዕ |
Turn on messages about %1 |
| 22 | ኣብዚ እዋን ኣይርኣይን ዘሎ |
Currently not monitored |
| 29 | %1!d! ክትርእዮ ዘለካ መልእኽቲ |
%1!d! message needs your attention |
| 31 | %1!d! ክትርእዮም ዘለካ መልእኽትታት |
%1!d! messages need your attention |
| 33 | ... |
... |
| 34 | ንነፍስወከፍ ዝተመርጸ ነገር፣ Windows ጸገማት እንተለዉ ፈቲሹ ጸገማት እንተተረኺቦም መልእኽቲ ክሰደልካ እዩ። ውሕስነትን ክንክንን ጸገማት ብኸመይ ይፍትሽ? |
For each selected item, Windows will check for problems and send you a message if problems are found. How does Security and Maintenance check for problems? |
| 37 | ንሓሳቢቶይ ትኽክል ዝኾኑ ናይ ሓለዋ ኣቀማምጣታት ብኸመይ ይፈልጥ? |
How do I know what security settings are right for my computer? |
| 38 | ናይ Windows Update መዘኻኸሪ |
Windows Update reminders |
| 39 | ናይ መርበብ ሓለዋ ኣቀማምጣታት |
Internet security settings |
| 40 | ናይ ዝተሓላለኸ መርበብ ኬላ |
network firewall |
| 41 | ናይ ስፓይዌርን ናይ ዘይድለ ሶፍትዌርን ሓለዋ |
spyware and unwanted software protection |
| 42 | ናይ ተጠቃሚ መንነት መፍለዪ ቁጽጽር |
User Account Control |
| 43 | ናይ ቫይረስ ሓለዋ |
virus protection |
| 44 | Windows መሐለውታ |
Windows Backup |
| 45 | ናይ Windows ተግባራት ክንክን |
Windows maintenance tasks |
| 47 | ናይ ምፍታን ፍተሻ |
test check |
| 48 | ብዛዕባ %1 ዝኾኑ መልእኽትታት ኣጥፍእ |
Turn off messages about %1 |
| 54 | Windows Update |
Windows Update |
| 59 | ናይ Windows ፕሮግራም ምስምማዕ መዐረዪ |
Windows Program Compatibility Troubleshooter |
| 60 | (ኣገዳሲ) |
(Important) |
| 61 | ዝተኸዘኑ መልእኽትታት ርኣይ |
View archived messages |
| 62 | ታሪኽ ፋይል |
File History |
| 70 | ናይ ተጠቃሚ መፍለዪ ቁጽጽር ኣቀማምጣታት ለውጥ |
Change User Account Control settings |
| 81 | ኣውቶማቲክ ጽገና |
Automatic Maintenance |
| 82 | ቤታዊ ጋንታ |
HomeGroup |
| 83 | Windows ምንቕቓሕ |
Windows activation |
| 84 | ናይ ከብካቢ ደረጃ |
Drive status |
| 85 | ናይ Microsoft መንነት መፍለዪ |
Microsoft account |
| 86 | ናይ ምጅማር መተግበርታት |
startup apps |
| 87 | ናይ መሳርሒ ሶፍትዌር |
Device software |
| 88 | ናይ መኽዘን ቦታታት |
Storage Spaces |
| 89 | ናይ ስራሕ ሓቖፍቲ |
Work Folders |
| 500 | ሓድሓደ ናይ ስርዓትካ ፍተሻታት ኣይጀመሩን። |
Some of your system checks have not been initialized. |
| 501 | ከምዚኦም ዓይነት መልእኽትታት ኣጥፍእ |
Turn off messages like this |
| 502 | ብውሕስነትን ክንክንን ዝተረኽቡ ጸገማት የለዉን። |
No issues have been detected by Security and Maintenance. |
| 503 | ውሕስነትን ክንክንን ዳግም ክትምርምሮም ዘለካ ሓደ ወይ ካብኡ ንላዕሊ ጸገማት ረኺቡ ኣሎ። |
Security and Maintenance has detected one or more issues for you to review. |
| 504 | &ክንክን |
&Maintenance |
| 506 | ናይ ክንክን ጋንታ ለውጥ |
Toggle Maintenance Group |
| 507 | ናይ ክንክን ጋንታ ኣርእይ ወይ ሕባእ |
Show or hide the Maintenance group |
| 508 | ኩሎም መልእኽትታት እርእይ |
Show all messages |
| 509 | &ሓለዋ |
&Security |
| 511 | ናይ ሓለዋ ጋንታ ለውጥ |
Toggle Security Group |
| 512 | ናይ ሓለዋ ጋንታ ኣርእይ ወይ ሕባእ |
Show or hide the Security group |
| 514 | ጸገምካ ኣብ ዝርዝር እንተዘይርኢኻዮ፣ ካብዚኦም ሓደ ፈትን፥ |
If you don't see your problem listed, try one of these: |
| 518 | &ጸገም ምዕራይ |
Tr&oubleshooting |
| 520 | መልእኽትታት ወልዕ ወይ ኣጥፍእ |
Turn messages on or off |
| 521 | ናይ ክንክን መልእኽትታት |
Maintenance messages |
| 525 | Windows ጸገም ምዕራይ |
Windows Troubleshooting |
| 526 | ናይ ሓለዋ መልእኽትታት |
Security messages |
| 535 | ሕራይ |
OK |
| 537 | ኣትርፍ |
Cancel |
| 539 | | |
| |
| 555 | ናይ ሓለዋ ኣቀማምጣታት ሓገዝ |
Security settings help |
| 556 | ጸገማት ረኺብካ ጸግን |
Find and fix problems |
| 557 | &ናብ ዝነበሮ ምምላስ |
&Recovery |
| 558 | ፋይላትካ ከይተተንከፉ ፒሲኻ ኣሐድስ፣ ወይ ከምብሓድሽ ብምጅማር እንደገና ጀምር። |
Refresh your PC without affecting your files, or reset it and start over. |
| 561 | ጸገም ምዕራይ |
Troubleshooting |
| 562 | ናብ ዝነበሮ ምምላስ |
Recovery |
| 564 | ሓለዋ |
Security |
| 565 | ክንክን |
Maintenance |
| 0x10000031 | Response Time |
Response Time |
| 0x30000001 | Start |
Start |
| 0x30000002 | Stop |
Stop |
| 0x50000004 | Information |
Information |
| 0x90000001 | Microsoft-Windows-HealthCenterCPL |
Microsoft-Windows-HealthCenterCPL |