| File name: | prnntfy.dll.mui |
| Size: | 11264 byte |
| MD5: | 8ba322fb2a9f180db392ed7327cd7aa6 |
| SHA1: | 75587b44d6a2c8f4adb311bf0b1a1bd1f218b420 |
| SHA256: | abd4fd145e040935a89336b95c9ddab2c10ba0fb0b475542871328dfd899f385 |
| Operating systems: | Windows 10 |
| Extension: | MUI |
If an error occurred or the following message in Tigrinya language and you cannot find a solution, than check answer in English. Table below helps to know how correctly this phrase sounds in English.
| id | Tigrinya | English |
|---|---|---|
| 100 | … | … |
| 101 | ነዚ ሰነድ ናብ ሓታሚት ተላኢኹ’ሎ | This document was sent to the printer |
| 102 | ሰነድ: %1 ሓታሚት: %2 ግዜ: %3 ድምር ገጻት: %4 |
Document: %1 Printer: %2 Time: %3 Total pages: %4 |
| 103 | ሓታሚት ወረቐት ወዲኣ | Printer out of paper |
| 104 | ሓታሚት ‘%1’ ወረቐት ወዲኣ ኣላ። | Printer ‘%1’ is out of paper. |
| 105 | ነዚ ሰነድ ምሕታም ፈሺሉ | This document failed to print |
| 107 | ናይ ሓታሚት ልዳት ተኸፊቱ | Printer door open |
| 108 | እቲ ኣብ ‘%1’ ዘሎ ማዕጾ ተኺፊቱ ኣሎ። | The door on ‘%1’ is open. |
| 109 | ሓታሚት ኣብ ደረጃ ጌጋ ኣላ | Printer in an error state |
| 110 | ‘%1’ ኣብ ደረጃ ጌጋ እዩ ዘሎ። | ‘%1’ is in an error state. |
| 111 | ሓታሚት ቶነር/ቀለም ወዲኣ | Printer out of toner/ink |
| 112 | ‘%1’ ቶነር/ቀለም ወዲኡ ኣሎ። | ‘%1’ is out of toner/ink. |
| 113 | ሓታሚት ኣይተረኽበትን | Printer not available |
| 114 | ‘%1’ ንምሕታም ድልው ኣይኮነን። | ‘%1’ is not available for printing. |
| 115 | ሓታሚት ካብ መስመር ወጻኢ ኮይና | Printer offline |
| 116 | ‘%1’ ካብ መስመር ወጻኢ እዩ ዘሎ። | ‘%1’ is offline. |
| 117 | ሓታሚት ማህደር ወዲኣ | Printer out of memory |
| 118 | ‘%1’ ማህደር ወዲኡ ኣሎ። | ‘%1’ has run out of memory. |
| 119 | ናይ ሓታሚት ውጽኢት መትሓዚ ሰንኬሎ መሊኡ | Printer output bin full |
| 120 | እቲ ኣብ ‘%1’ ዘሎ ናይ ውጽኢት ሰንኬሎ መሊኡ እዩ። | The output bin on ‘%1’ is full. |
| 121 | ናይ ሓታሚት ወረቐት ተቐርቂሩ | Printer paper jam |
| 122 | ወረቐት ኣብ ‘%1’ ተቐርቂሩ ኣሎ። | Paper is jammed in ‘%1’. |
| 124 | ‘%1’ ወረቐት ወዲኡ እዩ ዘሎ። | ‘%1’ is out of paper. |
| 125 | ናይ ሓታሚት ወረቐት ጸገም | Printer paper problem |
| 126 | ‘%1’ ናይ ወረቐት ጸገም ኣለዎ። | ‘%1’ has a paper problem. |
| 127 | ሓታሚት ንግዚኡ ደው ኢላ | Printer paused |
| 128 | ‘%1’ ንግዚኡ ደው ኢሉ ኣሎ። | ‘%1’ is paused. |
| 129 | ሓታሚተት ናይ ተጠቃሚ ስጉምቲ ትጠልብ | Printer needs user intervention |
| 130 | ‘%1’ ናትካ ስጉምቲ ዘድልዮ ጸገም ኣጋጢሙዎ ኣሎ። | ‘%1’ has a problem that requires your intervention. |
| 131 | ሓታሚት ቶነር/ቀለም ወውሒዱዋ | Printer is low on toner/ink |
| 132 | ‘%1’ ቶነር/ቀለም ውሒድዎ ኣሎ። | ‘%1’ is low on toner/ink. |
| 133 | ሓታሚተት ትስረዝ ኣላ | Printer is being deleted |
| 134 | %1 ይስረዝ ኣሎ። | %1 is being deleted. |
| 135 | %1 ኣብ %2 | %1 on %2 |
| 136 | እታ ሓታሚት %1 ክትሕትም ኣይከኣለትን | The printer couldn’t print %1 |
| 137 | ዘዝተሓተመ | Printed |
| 138 | ወረቐት ወጺኡ | Paper out |
| 139 | ኣብ ምሕታም ጌጋ ኣጋጢሙ | Error printing |
| 140 | ናይ ሕትመት መፍለጢ | Print Notification |
| 141 | ፋይል ኣብ ናይ ሰነዳት ሓቛፊ ተቐሚጡ | File saved to the Documents folder |
| 142 | ረኣይ %1። | View %1. |
| 600 | ሕራይ | OK |
| 601 | ሰርዝ | Cancel |
| 1000 | ሰነድ: %1 |
Document: %1 |
| 1001 | ሓታሚት: %1 |
Printer: %1 |
| 1002 | መጠን ወረቐት: %1 |
Paper size: %1 |
| 1003 | ቀለም: %1 |
Ink: %1 |
| 1004 | ነጻጊ ቀለም: %1 |
Cartridge: %1 |
| 1005 | ወረቐት ዝተቐርቀረሉ ቦታ: %1 |
Paper jam area: %1 |
| 1006 | ናይ ሓታሚት ጸገም ኣጋጢሙ ኣሎ | A printer problem occurred |
| 1007 | ብኽብረትካ እታ ሓታሚት ገለ ጸገም ከይህልዋ ፈትሻ። | Please check the printer for any problems. |
| 1008 | ብኽብረትካ ናይታ ሓታሚት ኩነታትን ኣቀማምጣታትን ፈትሽ። | Please check the printer status and settings. |
| 1009 | እታ ሓታሚት ኣብ መስመር ከምዝኾነትን ክትሕትም ድልውቲ ምህላዋን ኣረጋግጽ። | Check if the printer is online and ready to print. |
| 1100 | እታ ሓታሚት ኣብ ካልእ ገጽ ናይቲ ወረቐት ንምሕታም ድልውቲ እያ። | The printer is ready to print on the other side of the paper. |
| 1101 | ድርብ ገጽ ዘለዎ ሕትመት ንምግባር፣ ነቲ ወረቐት ካብ ናይ ውጽኢት ሸሓነ ኣወግዶ። ነቲ ወረቐት ኣብቲ ናይ እታወት ሸሓነ ንላዕሊ ገጹ ጌርካ ደጊምካ ኣእትዎ። | To finish double-sided printing, remove the paper from the output tray. Re-insert the paper in the input tray, facing up. |
| 1102 | ድርብ ገጽ ዘለዎ ሕትመት ንምግባር፣ ነቲ ወረቐት ካብ ናይ ውጽኢት ሸሓነ ኣወግዶ። ነቲ ወረቐት ኣብቲ ናይ እታወት ሸሓነ ንታሕቲ ገጹ ጌርካ ደጊምካ ኣእትዎ። | To finish double-sided printing, remove the paper from the output tray. Re-insert the paper in the input tray, facing down. |
| 1200 | ምስ ወዳእካ ነቲ ኣብታ ሓታሚት ዘሎ መምለሲ ተግባር መልጎም ጽቐጥ። | Press the Resume button on the printer when done. |
| 1201 | ምስ ወዳእካ ነቲ ኣብታ ሓታሚት ዘሎ ግደፍ ዝብል መልጎም ጽቐጦ። | Press the Cancel button on the printer when done. |
| 1202 | ምስ ወዳእካ ነቲ ኣብታ ሓታሚት ዘሎ ሕራይ ዝብል መልጎም ጽቐጦ። | Press the OK button on the printer when done. |
| 1203 | ምስወዳእካ ነቲ ኣብታ ሓታሚት ዘሎ ኣብ መስመር ዝብል መልጎም ጽቐጦ። | Press the Online button on the printer when done. |
| 1204 | ምስ ወዳእካ ነቲ ኣብታ ሓታሚት ዘሎ እንደገና ኣዳልው ዝብል መልጎም ጽቐጦ። | Press the Reset button on the printer when done. |
| 1300 | እታ ሓታሚት ካብ መስመር ወጻኢ እያ ዘላ። | The printer is offline. |
| 1301 | Windows ምስ ሓታሚትካ ክራኸብ ኣይከኣለን። ብኽብረትካ ኣብ ሞንጎ እቲ ኮምፒዩተርን ሓታሚትን ዘሎ ርክብ ፈትሽ። | Windows could not connect to your printer. Please check the connection between the computer and the printer. |
| 1302 | እታ ሓታሚት ምላሽ ኣይትህብን ዘላ። ብኽብረትካ ኣብ መንጎ ኮምፒዩተርካን ኣብ መንጎ እታ ሓታሚትን ዘሎ ርክብ ፈትሽ። | The printer is not responding. Please check the connection between your computer and the printer. |
| 1400 | ዝነኸሰ ወረቐት | Paper Jam |
| 1401 | ሓታሚትካ ወረቐት ቀርቂራ ኣላ። | Your printer has a paper jam. |
| 1402 | ብኽብረትካ ነታ ሓታሚት ፈቲሽካ ነቲ ዝተቐርቀረ ወረቐት ኣወግዶ። እቲ ዝተቐርቀረ ወረቐት ክሳዕ ዝወጽእ እታ ሓታሚት ክትሕትም ኣይትኽእልን። | Please check the printer and clear the paper jam. The printer cannot print until the paper jam is cleared. |
| 1403 | ብኽብረትካ ኣብታ ሓታሚት ተቐርቂሩ ዘሎ ወረቐት ጽረጎ። | Please clear the paper jam on the printer. |
| 1500 | ሓታሚትካ ወረቐት የብላን። | Your printer is out of paper. |
| 1501 | ብኽብረትካ ነታ ሓታሚት ፈቲሽካ ተወሳኺ ወረቐት ግበረላ። | Please check the printer and add more paper. |
| 1502 | ብኽብረትካ ነታ ሓታሚት ፈቲሽካ ናብቲ መትሓዚ ወረቐት ሸሓነ ተወሳኺ ወረቐት ግበረሉ %1። | Please check the printer and add more paper in tray %1. |
| 1503 | ብኽብረትካ ነታ ሓታሚት ፈቲሽካ ተወሳኺ %1 ወረቐት ናብቲ ወረቐት መትሓዚ ሸሓነ ግበር %2። | Please check the printer and add more %1 paper in tray %2. |
| 1600 | እቲ ናይ ሓታሚትካ ናይ ውጽኢት ሸሓነ መሊኡ እዩ። | The output tray on your printer is full. |
| 1601 | ብኽብረትካ ናይታ ሓታሚት ውጽኢት መትሓዚ ሸሓነ ጥርሑ ኣትርፎቸ | Please empty the output tray on the printer. |
| 1700 | ሓታሚትካ ናይ ወረቐት ጸገም ኣለዋ | Your printer has a paper problem |
| 1701 | ብኽብረትካ ሓታሚትካ ናይ ወረቐት ጸገማት ከይህልዋ ፈትሻ። | Please check your printer for paper problems. |
| 1800 | ሓታሚትካ ቀለም የምላን | Your printer is out of ink |
| 1801 | እቲ ናይ ኮምፒዩተርካ ነጻጊ ቀለም ጥርሑ እዩ ዘሎ። | The ink cartridge in your printer is empty. |
| 1802 | ሓታሚትካ ቶነር የብላን። | Your printer is out of toner. |
| 1803 | ብኽብረትካ ነታ ሓታሚት ፈቲሽካ ተወሳኺ ቀለም ግበረላ። | Please check the printer and add more ink. |
| 1804 | ብኽብረትካ ነታ ሓታሚት ፈቲሽካ ነቲ ነጻጊ ቀለም ቀይሮ። | Please check the printer and replace the ink cartridge. |
| 1805 | ብኽብረትካ ነታ ሓታሚት ፈቲሽካ ቶነር ወስኸላ። | Please check the printer and add toner. |
| 1900 | %1 | %1 |
| 1901 | እታ ሓታሚት ጠመተኻ የድልያ እዩ። ንክትከናኸና ናብ ዴስክቶፕ ኪድ። | The printer requires your attention. Go to the desktop to take care of it. |
| 1902 | ሓታሚት | Printer |
| 2000 | ሲያን | Cyan |
| 2001 | ማጌንታ | Magenta |
| 2002 | ብጫ | Yellow |
| 2003 | ጸሊም | Black |
| 2004 | ፎኪስ ሲያን | Light Cyan |
| 2005 | ፎኪስ ማጌንታ | Light Magenta |
| 2006 | ቀይሕ | Red |
| 2007 | ቀጠልያ | Green |
| 2008 | ሰማያዊ | Blue |
| 2009 | ክብ መበሊ ዕጾ | Gloss optimizer |
| 2010 | ጸሊም ፎቶ | Photo Black |
| 2011 | Matte Black | Matte Black |
| 2012 | ፎቶ ሲያን | Photo Cyan |
| 2013 | ፎቶ ማጌንታ | Photo Magenta |
| 2014 | ፎኪስ ጸሊም | Light Black |
| 2015 | ቀለም ክብ መበሊ | Ink optimizer |
| 2016 | ሰማያዊ ፎቶ | Blue photo |
| 2017 | ግረይ ፎቶ | Gray photo |
| 2018 | በዓል ሰለስተ ሕብሪ ፎቶ | Tricolor photo |
| 2100 | ሲያን ነጻጊ ቀለም | Cyan cartridge |
| 2101 | ማጌንታ ነጻጊ ቀለም | Magenta cartridge |
| 2102 | ጸሊም ነጻጊ ቀለም | Black cartridge |
| 2103 | CMYK ነጻጊ ቀለም | CMYK cartridge |
| 2104 | ግረይ ነጻጊ ቀለም | Gray cartridge |
| 2105 | ሕብራዊ ነጻጊ ቀለም | Color cartridge |
| 2106 | ናይ ፎቶ ነጻጊ ቀለም | Photo cartridge |
| 2200 | ናይ ሓታሚትካ ማዕጾ ተኸፊቱ ኣሎ። | A door on your printer is open. |
| 2201 | ናይ ሓታሚትካ ሽፋን ተኸፊቱ ኣሎ። | A cover on your printer is open. |
| 2202 | ብኽብረትካ ነታ ሓታሚት ፈቲሽካ ኩሎም ማዕጾታ ዕጸዎም። እታ ሓታሚት ማዕጾ ተኸፊቱ እንከሎ ክትሕትም ኣይትኽእልን። | Please check the printer and close any open doors. The printer cannot print while a door is open. |
| 2203 | ብኽብረትካ ነታ ሓታሚት ፈቲሽካ ገለ ዝተኸፍተ ሽፋን እንተሎ ዕጸው።እታ ሓታሚት ገለ ሽፋና ተኸፊቱ እንከሎ ክትሕትም ኣይትኽእልን። | Please check the printer and close any open covers. The printer cannot print while a cover is open. |
| 2300 | ሓታሚትካ ኣይትሕትምን ዘላ | Your printer is not printing |
| 2301 | ብኽብረትካ ሓታሚትካ ፈትሽ | Please check your printer |
| 2302 | ሓታሚትካ ማህደር የብላን | Your printer is out of memory |
| 2303 | ሰነድካ ብግቡእ ዘይክሕተም ይኽእል እዩ። ብኽብረትካ ኣብ መስመር ደገፍ ድለይ። | Your document might not print correctly. Please see online help. |
| 2400 | ሓታሚትካ ቀለም ውሒድዋ ኣሎ | Your printer is low on ink |
| 2401 | እቲ ናይ ሓታሚትካ ነጻ ቀለም ዳርጋ ጥርሑ እዩ ዘሎ። | The ink cartridge in your printer is almost empty. |
| 2402 | ሓታሚትካ ቶነር ውሒድዋ ኣሎ | Your printer is low on toner |
| 2403 | ብኽብረትካ ነታ ሓታሚት ፈቲሽካ ኣድላዪ እንተኾይኑ ቀለም ወስኸላ። | Please check the printer and add more ink when needed. |
| 2404 | ብኽብረትካ ነታ ሓታሚት ፈቲሽካ ኣድላዪ እንተኾይኑ ነቲ ነጻጊ ቀለም ቀይሮ። | Please check the printer and replace the ink cartridge when needed. |
| 2405 | ብኽብረትካ ነታ ሓታሚት ፈቲሽካ ኣድላዪ እንተኾይኑ ቶነር ወስኸላ። | Please check the printer and add toner when needed. |
| 2500 | እቲ ናይ ሓታሚትካ ስርዓት ቀለም ኣይሰርሕን ዘሎ | The ink system in your printer is not working |
| 2501 | እቲ ናይ ሓታሚትካ ነጻጊ ቀለም ኣይሰርሕን ዘሎ | The ink cartridge in your printer is not working |
| 2502 | እቲ ናይ ሓታሚትካ ስርዓት ቶነር ኣይሰርሕን ዘሎ። | The toner system in your printer is not working |
| 2503 | ብኽብረትካ ናይ ሓታሚትካ ስርዓት ቀለም ፈትሽ። | Please check the ink system in your printer. |
| 2504 | ብኽብረትካ ነቲ ኣብ ሓታሚትካ ዘሎ ነጻጊ ቀለም ፈትሽ። | Please check the ink cartridge in your printer. |
| 2505 | ብኽብረትካ ነቲ ናይ ሓታሚትካ ስርዓት ቶነር ፈትሾ። | Please check the toner system in your printer. |
| 2506 | ብኽብረትካ እቲ ነጻጊ ቀለም ኣብታ ሓታሚት ብትኽክል ከምዝተጽዓነ ኣረጋግጽ። | Please check that the ink cartridge was installed correctly in the printer. |
| 2600 | ሓታሚት ንግዚኡ ደው ኢላ ኣላ | Printer has been paused |
| 2601 | ‘%1’ ከሕትም ኣይከኣለን፣ ምኽንያቱ ኣብቲ መሳርሒ ናብ ግዝያዊ ደውታ ደረጃ እዩ ተገይሩ ዘሎ። | ‘%1’ cannot print, because it has been put into a paused state at the device. |
| 2602 | ‘%1’ ከሕትም ኣይከኣን፣ ምኽንያቱ ኣብቲ መሳርሒ ናብ ካብ መስመር ወጻኢ ደረጃ እዩ ተገይሩ ዘሎ። | ‘%1’ cannot print, because it has been put into an offline state at the device. |
| 2700 | ሰነድካ ተሓቲሙ እዩ። | Your document has been printed. |
| 2701 | ሰነድካ ኣብቲ ናይ ውጽኢት ሸሓነ ኣሎ። | Your document is in the output tray. |
| 2702 | %1!d! ሰነድ(ሰነዳት) ን %2 ዝጽበዩ ዘለዉ | %1!d! document(s) pending for %2 |
| 2703 |
| File Description: | ፕርንቲፋይ DLL |
| File Version: | 10.0.15063.0 (WinBuild.160101.0800) |
| Company Name: | Microsoft Corporation |
| Internal Name: | prnntfy.dll |
| Legal Copyright: | © Microsoft Corporation። ኩሉ መሰላት ዝተሓለወ ኢዩ። |
| Original Filename: | prnntfy.dll.mui |
| Product Name: | Microsoft® Windows® Operating System |
| Product Version: | 10.0.15063.0 |
| Translation: | 0x473, 1200 |