| 1024 | ናይ ቀደም ሕታማት |
Previous Versions |
| 1025 | %1 (%2) |
%1 (%2) |
| 1026 | እቲ ናይ ቀደም ሕታም ናይ "%1" ካብ %2 የለን። ካእ ሐረታም ብምምራጽ ደጊምካ ፈትን። |
The previous version of "%1" from %2 no longer exists. Select a different version and try again. |
| 1027 | መምለሲ ነጥቢ |
Restore point |
| 1028 | እዚ ነቲ ሕጂ ኣብ ኮምፒዩተርካ ዘሎ ሕታም ናይዚ ሓቛፊ ዝትክኦ ክኸውን እንከሎ ናብ ዝነበሮ ግን ክምለስ ኣይኽእልን። |
This will replace the current version of this folder on your computer and cannot be undone. |
| 1029 | እዚ ነቲ ሕጂ ኣብ ኮምፒዩተርካ ዘሎ ሕታም ናይዚ ፋይል ዝትክኦ ክኸውን እንከሎ ናብ ዝነበሮ ግን ክምለስ ኣይኽእልን። |
This will replace the current version of this file on your computer and cannot be undone. |
| 1030 | እቲ ሓቛፊ ብግቡእ ናብቲ ናይ ቀደም ሕታም ተተመሊሱ ኣሎ። |
The folder has been successfully restored to the previous version. |
| 1031 | እቲ ፋይል ብግቡእ ናብ ናይ ቀደም ሕታሙ ተመሊሱ ኣሎ። |
The file has been successfully restored to the previous version. |
| 1032 | ናይ "%1" ሕሉፍ ሕታም ካብ %2 ክትመልሶ ከምዝደለኻ ርግጸኛ ዲኻ? |
Are you sure you want to restore the previous version of "%1" from %2? |
| 1033 | &ናብ ዝነበሮ ምለስ |
&Restore |
| 1035 | እዚ ነቲ ሕጂ ኣብዚ ኔትወርክ ዘሎ ሕታም ናይዚ ሓቛፊ ዝትክኦ ክኸውን እንከሎ ናብ ዝነበሮ ግን ክምለስ ኣይኽእልን። |
This will replace the current version of this folder on the network and cannot be undone. |
| 1036 | እዚ ነቲ ሕጂ ኣብቲ ኔትወርክ ዘሎ ሕታም ናይዚ ፋይል ዝትክኦ ክኸውን እንከሎ ናብ ዝነበሮ ግን ክምለስ ኣይኽእልን። |
This will replace the current version of this file on the network and cannot be undone. |
| 1037 | ናይ ቀደም ሕታማት &ምለስ |
Restore previous &versions |
| 1038 | ናይ ውልቀነገር ሕሉፋት ሕታማት ረኣይ ወይድማ ምለስ። |
View or restore previous versions of this item |
| 1039 | ቅዳሕ ጽላሎት |
Shadow copy |
| 1040 | %1, %2 |
%1, %2 |
| 1041 | ሰፈር |
Location |
| 1042 | ናይ ቀደም ሕታማት ኣብ ምድላይ... |
Searching for previous versions... |
| 1043 | ናይ ቀደም ሕታማት የለዉን |
There are no previous versions available |
| 1044 | ናይ ቀደም ሕታማት ካብ መስመር ወጻኢ ንዝኾኑ ፋይላት ኣይርከቡን። |
Previous versions are not available for offline files |
| 1045 | ናይ %1 ናይ ቀደም ሕታማት |
Previous versions of %1 |
| 1046 | ናይ ቀደም ሕታማት ካብ ናይ ፋይል ኣሰር ወይድማ ካብ መምለሲ ነጥብታት ይመጹ። |
Previous versions come from File History or from restore points. |
| 1047 | ናይ ቀደም ሕታማት ካብ ናይ ኮምፒዩተርካ ሃርድ ዲስክ ብኣውቶማቲክ ካብ ዝቕመጡ ጽላሎት ቅዳሓት ይመጽእ። |
Previous versions come from shadow copies, which are saved automatically to your computer's hard disk. |
| 1048 | &ክፈት |
&Open |
| 1049 | ኣብ ናይ &ፋይል ኣሰር ክፈት |
Open in &File History |
| 1051 | ምለስ &ናብ... |
Restore &To... |